Fana: At a Speed of Life!

ታንዛንያ ፈላመይቲ ቦይንግ 787-8 ድሪምላይነር ዓዲጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ታንዛንያ ፈላመይቲ ቦይንግ 787-8 ድሪምላይነር ዓዲጋ። እቲ ዕድጊት ቦይንግ መንግስቲ ታንዛንያ መቐፀልታ ናይቲ ንመገዲ ኣየር ታንዛንያ ንምዕባይ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕርታት እዩ ተባሂሉ። ኣብ ፅምብል ምቕባል እታ ነፋሪት ዝተረኸቡ ፕሬዚዳንት ጆን…

መግለፂ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ

ዜጋታት ኣብ ኣብ ውሽጢ ሃገሮም ብነፃነት ናይ ምዝውዋር ከምኡ እውን ኣብ ዝመረፅዎ ከባቢ ናይ ምንባርን ንብረት ናይ ምውናንን ሕገ-መንግስታዊ መሰሎም ምዃኑ ኣቐዲሙ ተመሊሱ ዝሓደረ ጉዳይ እዩ። መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን እውን እዚ ሕገ-መንግስታዊ መሰል ዜጋታት ከይተሸራረፈ ተግባራዊ ንምግባር ኣድላይ…

ቀዳማይ ሚንሰትር ኣብዪ ኣሕመድ ኣስመራ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቐዳማይ ሚንስተር ዶክተር ኣብዪ ኣሕመድ ዝምራሕ ጉጅለ ናብ ኤርትራ ኣትዩ። ኣስመራ እንትኣትዩ ብፕሬዝደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ላዕሎት ኣመራርሓ ኤርትራ ኣቀባብላ ገይረምሎም። ኣብ ፃንሒቶም ኣብ ጉደይ ዶብ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ተግባራውነት ጠሚቱ…

ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ኣብ መስቀል ኣደባባይ ብዝነቶገ ቡምባ ንዝተጎድኡ ወገናት ኣብ ሆስፒታል ብምኻድ ሪኦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ካብ ዝመፅኡ ጀሚሩ ንዘርኣይዎ ለውጢ ንምድጋፍን ኣፍልጦ ንምሃብን ዓሊሞም ኣብ ዝወፅኡ…

ሜክሲኮ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሚቾአካን ከተማ ኦካምፖ ዘለዉ ፖላዊስ ምስ ቅትለት ሕፁይ ከንቲባ ብዝተተሓሓዘ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሜክሲኮ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ሚቾአካን ከተማ ኦካምፖ ዘለዉ ፖላዊስ ምስ ቅትለት ሕፁይ ከንቲባ ብዝተተሓሓዘ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝወዓሉ ቢሮ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ሕፁይ ከንቲባ ፓርቲ ዲሞክራቲክ…

ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዎት ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኤርትራ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ከምዝኣተዉ። ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ጉዳይ ዶብ ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝልእኹ ምግላፆም ይዝከር። ስለዝኾነ እቶም ኣባላት…

ጥንዶች ስደተኞችን ለመደገፍ በፌስቡክ ከ4 ሚሊየን ዶላር በላይ ሰበሰቡ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ፣ 14፣ 2010(ኤፍ.ቢ.ሲ) በአሜሪካ ካሊፎርሚያ ግዛት ነዋሪ የሆኑ ጥንዶች በፌስቡክ በአምስት ቀናት ውስጥ ከ4 ሚሊየን የአሜሪካ ዶላር በላይ ለመሰብስብ ችለዋል፡፡ የትራምፕ አስተዳደር የስደተኞች ፓሊሲ በመቀየር ህፃናት ከወላጆቻቸው እንዲለያዩ ማድረግ መጀመሩን ተክትሎ ነው…

የወላይታ ዞን ከፍተኛ አመራሮች የስራ መልቀቂያ አስገቡ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 14፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የወላይታ ዞን ከፍተኛ አመራሮች በራሳቸው ፍቃድ ስልጣን ለመልቀቅ ደብዳቤ አስገቡ። ኃላፊነታቸውን በፈቃዳቸው ለመልቀቅ ደብዳቤ ያስገቡት የወላይታ ዞን ዋና አስተዳዳሪ፣ የዞኑ የደኢህዴን ጽህፈት ቤት ሀላፊ፣ የዞኑ የደኢህዴን የገጠር ፖለቲካ ዘርፍ…

የአውስትራሊያ ፍርድ ቤት በአፕል ኩባንያ ላይ የ6 ነጥብ 7 ሚሊየን ዶላር ቅጣት ወሰነ

አዲስ አበባ ፣ ሰኔ 12 ፣ 2010 (ኤፍ ቢ ሲ) ግዙፉ የቴክኖሎጅ ኩባንያ አፕል በአውስትራሊያ ፍርድ ቤት የገንዘብ ቅጣት ተጥሎበታል። ኩባንያው 6 ነጥብ 7 ሚሊየን የአሜሪካ ዶላር ገንዘብ ቅጣት ነው የተላለፈበት። የኩባንያው ደንበኞች በገዙት አይ ፎን ስልክና አይ ፓድ ላይ ለደረሰው ጉዳት…