Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናብ ኣስመራ ገይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናብ ኤርትራ፣ ኣስመራ ገይሹ። ከም ኣገላልፃ ኣቦመንበር ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣይተ ገብረመድህን ሓጎስ፥ እቲ መገሻ ሓደ ኣካል ርክብ ህዝቢ ንህዝቢ ንምጥንኻር ዝዓለመ እዩ። ብመሰረት'ዚ ኣመራርሓ ማመት…

ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ ንጉሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ ንጉሆ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ካልኦት ሓለፍቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ፕሬዚዳንት ኢሳይያስ…

ኣብ ትግራይ ትማሊ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ መተኣኻኸቢ እቶት ንተመዛበልቲ ልዕሊ 136 ሚልየን ብር ቃል ተኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ መጀመርን መለዓዓሊን መድረኽ ቴሌቶን ደገፍ ንተመዛበልቲ ተጋሩ ኣስታት 136 ሚልየን ብር ቃል ተኣትዩ። ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ዓመታት ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ዘይምርግጋዕ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ከቢድ ምፍንቓል ኣጋጢሙ እዩ። ብፍላይ…

በዓል መሰቀል ኣብ ከተማ ዓድግራትን ከተማ መቐለን ብድምቐት ተኺቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብቲ መራሕቲ ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልልን ኣመንትን ዝተረኽብሉ ድሙቕ በዓል መስቀል፥ ፓትርያርክ ቤተክርስትያን ተዋህዶ ርእሳነ ሊቃነ ጳጳሳት ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብፁእነቶም ከምዝበሉዎ መስቀል ምስ ፈታዊ ጥራሕ ዘይኮነስ ምስ በዳሊ…

ኣብ ሃገርና ዘጋጥም ሞት ልዕሊ 80 ሚኢታዊ መንቀሊኦም ዘይመሓላለፉ ሕማማት ምዃኖም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ሃገርና ዘጋጥም ሞት ልዕሊ 80 ሚኢታዊ መንቀሊኦም ዘይመሓላለፉ ሕማማት ምዃኖም ተገሊፁ መዓልቲ ልቢ ዓለም ምኽንያት ብምግባር ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ምስ ፍሉይ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዓይደር ብምዃን እዩ ነዚ መግለፂ ዝሃቡ፡፡ በዚ…

ህወሓት ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ኣብ እትገብሮ ምንቅስቓስ ሓገዝቲ ምዃኖም ኣሓት ውድባት ኢህወደግ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ህወሓት ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅ ኣብ እትገብሮ ምንቅስቓስ ሓገዝቲ ምዃኖም ኣሓት ውድባት ኢህወደግ ገሊፆም። ኣብ መበል 13 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ኣሓት ውድባት ኢህወደግ ዝኾና ብኣዴን፣ ኦዴፓን ደኢህዴንን ብተወከልተን ኣቢለን መልእኽቲ…

ጉባኤ ህወሓት ድሌትን ሕቶን ህዝቢ ዝምልሱን ጉዕዞ ትራንስፎርሜሽንን ዴሞክራታይዜሽንን ከዕውቱ ዝኽህሉን ውሳነታት ክሓልፍሉ ትፅቢት ይግበር- ዶ/ር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መኽፈቲ ዘረባ ዘስምዑ ኣቦ ወንበር እቲ ውድብ ዶ/ር ደብረፅዮን ህወሓት ህዝቢ ኣብ ጎድና ብምስላፍ ዘጋጠምዋ ፀገማት ብዓወት እናሰገረት ምምፃኣ ተዛሪቦም። ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ህወሓትን ሓድነት ህዝቢ ትግራይን ንምድኻም ካብ ወፃእን ውሽጢ ዓድን…

መበል 13 ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መስከረም፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 13 ስሩዕ ውድባዊ ጉባኤ ህወሓት ሎሚ መዓልቲ 16 መስከረም 2010 ዓ.ም ተጀሚሩ። እቲ ጉባኤ ኣብ ከተማ መቐለ ዝሳለጥ እንትኸውን፥ ብድማር 1 ሽሕን 650 ሰባት ብድምፅን ብዘይ ድምፅን ክሳተፉ ኢዮም። ካብቶም ጠቕላላ ተሳተፍቲ…

ኣብ ቤት ህንፀት መቐለ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ 2 ሰባት ሞይቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቤት ህንፀት መቐለ ብዝተፈጠረ ሓደጋ ባርዕ 2 ሰባት ሞይቶም። ቁፅሮም ዛጊድ ዘይተፈለጠ ድማ ከቢድን ቀሊልን ጉድኣት ዝበፅሖም እንትኸውን ሕክምናዊ ረድኤት ይግበረሎም ከምዘሎ ተገሊፁ። መንቀሊ እቲ ባርዕ ንዝሓለፉ ውሱን መዓልትታት "እቲ ኣብ…

የሲዳማ ብሄር የዘመን መለወጫ ፊቼ ጨምበላላ መከበር ጀመረ

አዲስ አበባ፣ ሰኔ 5፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) የሲዳማ ብሄር የዘመን መለወጫ ፊቼ ጨምበላላ በዓል ከዛሬ ጀምሮ በተለያዩ ስነ ስርዓቶም መከበር ጀምሯል። https://www.youtube.com/watch?v=5mH_OxqW_Js በሀዋሳ ከተማ መከበር የጀመረው የሲዳማ ብሄር የዘመን መለወጫ ፊቼ…