Fana: At a Speed of Life!

ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እዛ ሀገር ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 25 ሽሕ ተጋሩ ብዘላቕነት ንምሕጋዝ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ፥ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እዛ ሀገር ንዝተፈናቐሉ ልዕሊ 25 ሽሕ ተጋሩ ብዘላቕነት ንምሕጋዝ ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፁ። መንግስቲ ክልል ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እዛ…

መግለፂ ቅዋም መድረኽ ዓለም ለኸ ዋዕላ ምሁራት ትግራይ

ንሕና፥ ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለምን ካብ ሃገርናን ተኣኻኺብና፥ ካብ ሓምለ 11 - 15፣ 2010 ዓ/ም፥ ኣብ መቐለ ኣብ ኣዳራሽ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ፥ “ትግራይ ካበይ ናበይ?” ኣብ ዝብል መራሒ ሓሳብ፥ እናዘተና ዝቐነና ላዕለዎት ምሁራት ተወለድቲ ትግራይ ኢና። እዚ መዛተዪ መድረኽ፥…

ፌስቡክ ቤትፅሕፈቱ ኣብ ቻይና ንክኸፍት ዘኽእል ፈቓድ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፌስቡክ ቤትፅሕፈቱ ኣብ ቻይና ንክኸፍት ዘኽእል ፈቓድ ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ምርካብ ፈቓድ፥ መርበብ ሓበሬታ ፌስቡክ ናብ ዝተዓፀወላን ገፊሕ ዕዳጋ ናብ ዘለዋን ቻይና ንምእታው ንዝገብሮ ዘሎ ፈተነ ከምዝሕግዝ ተሓቢሩ። ፌስቡክ፥ እቲ ኣብ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ እዚ ዓመት ብምባል ተሓሪዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2010 (ኤፍቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንመበል ካልኣይ ግዘ ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ እዚ ዓመት ብምባል ተሓሪዩ። እቲ መገዲ ኣየር ነዚ ኣፍልጦ ዝረኸበሉ ምኽንያት፥ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2018 ብዘመዝገቦ ቅልጡፍ ዕብየትን ትርፊን ከምኡ እውን ንዕብየት መጓዓዚያ…

ብዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ብዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ዴሞክራሲያዊ ምትሕብባር ትግራይ (ት.ዴ.ት./ TAND) ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቶም ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ኣባላት ጉጅል ልኡኽ፥ ዶክተር አረጋዊ በርሀ፣ ኣይተ ጊደይ ዘርአፅዮንን ኣይተ መኮንን…

ፌስቡክ በሜሴንጀር መልዕክት መለዋወጫ ላይ የተንቀሳቃሽ ምስል ማስታወቂያ ሊጀምር ነው

አዲስ አበባ፣ ሰኔ፣ 13፣2010 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ፌስቡክ በሜሴንጀር መልዕክት መለዋወጫ መተግበሪያ ላይ የተንቀሳቃሽ ምስል ማስታወቂያ እንደሚጀምር አስታወቀ፡፡ በአሁን ወቅት በራሱ ጊዜ በመልዕክት መለዋወጫው የሚወጣው ተንቀሳቃሽ ምስል በማህበራዊ መገናኛ ብዙሃን የማስታወቂያ መርህን ተከትሎ ነው…