Fana: At a Speed of Life!

ናብ ኬኒያ እናተጓዓዘት ኣብ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ኢትዮጵያ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ሰባት መንነት ናይ ምፍላይ ስራሕ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2011(ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኬኒያ እናተጓዓዘት ኣብ ዝተሓምሸሸት ቦይንግ 737 ማክስ 8 ነፋሪት ኢትዮጵያ ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ሰባት መንነት ናይ ምፍላይ ስራሕ ተዛዚሙ። ቅድሚ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ካብ ኢትዮጵያ ናብ ኬንያ እትጓዓዝ ዝነበረት ቦይንግ 737-8 ማክስ ነፋሪት…

ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ሰዓብቲ እምነት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምናን ብዘይ ኣፈላላይ ብሓደ ምንባር ዝጀመረሉ ቦታ እዩ-ዶ/ር ደብረፅዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ዶክተር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ፥ ትግራይ ንመጀመርያ ግዜ ሰዓብቲ እምነት ሃይማኖት ክርስትናን እስልምናን ብዘይ ኣፈላላይ ብሓደ ምንባር ዝጀመረሉ ቦታ እዩ ክብሉ ገሊፆም። ዶክተር ደብረፅዮን ነዚ ዝበሉ፥ መበል 1441 ክብረ…

ክልል ኣምሓራ ን4 ሺሕን 329 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ን4 ሺሕን 329 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ከምዝወሰነ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ከም ኣገላልፃ ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ገረመው ገብረፃዲቕ፥ እቲ ቤት ምኽሪ…

ክልል ደቡብ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ን2 ሺሕን 366 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልል ደቡብ ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር ን2 ሺሕን 366 ተሃነፅቲ ሕጊ ብይቕሬታ ክፍትሑ ወሲኑ። ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይረዳው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ከምዝሓበርዎ፥ እቶም ተሃነፅቲ ኣብ ዝተፈላለዩ…

ልዕሊ 7 ሚሊየን ብርን 53 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሸን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብርን 53 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካን ብዘይሕጋዊ መገዲ የሽርፉ ካብ ዝነበሩ ውልቀ ሰባት ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ ህዝቢ ብመሰረት ዝሃቦ ሓበሬታ ኣብ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ኣዲስ ኣበባ…

ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 1 ሽሕን 87 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክፍትሑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዓመት ምኽኒያት ብምግባር 1 ሽሕን 87 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክፍትሑ ኢዮም። ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ሓዱሽ ዓመት 2012 ዓ.ም ካብ ኩሎም ቤት ህንፀታት ፌዴራል 1 ሽሕን 87 ተሃነፅቲ ብይቕሬታ ክፍትሑ…

ኣብ ዘይማዕበላ ሃገራት ዘለዉ ሰባት ካብ ካንሰር ብዝያዳ ብሕማም ልቢ ይጥቅዑ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕማም መንሽሮ(ካንሰር) ዛጊድ ዘተኣማምን መድሓኒት ዘይተረኽቦ ሕማም እዩ። ይኹን እምበር ተመራመርቲ ርሑቕ ኣብ ዘይኮነ መፃኢ ዘተባብዕ መድሓኒት ክርከቦ ምዃኑ ይሕብሩ። ብዙሕ ግዜ ሕማም መንሽሮ እንክለዓል፥ ኣብ ሓንጎል ሰባት ቀልጢፉ ዝመፅእ…

ኣብ ትግራይ ይካየድ ዘሎ ከይዲ ገምጋምን ምትዕርራይ ኣመራርሓን ተነፃፃሪ ዲሞክራሲያውነት ዝተርኣየሉ ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ ክልል ክሳብ ወረዳታት ይካየድ ዘሎ ከይዲ ገምጋምን ምትዕርራይ ኣመራርሓን ተነፃፃሪ ዲሞክራሲያውነት ዝነበሮን ብዝሓሸ ቃልሲ ዝተመርሐን ከምዝነበረ ተገሊፁ። ቤት ፅሕፈት ህወሓት ምስ ኣመሓደርቲ ዞባን ሓለፍቲ ቤት ፅሕፈት ህወሓት…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ሩሲያ ኣምሪሖም። ኣይተ ገዱ ኣብ መስኮ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያን ሓላፊ ጉዳያት ኣፍሪካን ጆርጂ ቶድዋ፣ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣይተ…

ግብሪ መንግስቲ ብትኽክል ኣብ ልዕል ዘይኸፍሉ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና- ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብሪ መንግስቲ ብትኽክል ኣብ ልዕሊ ዘይኸፍሉ ኣካላት ዘየዳግም ስጉምቲ ክንወስድ ኢና ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። ስነ ስርዓት ምሃብ ኣፍልጦ መሪሕ ከፈልቲ ግብሪ ዓመተ 2011 ክልል ኦሮሚያ ሎሚ መዓልቲ…