Fana: At a Speed of Life!

ኣካዳሚ ኣቬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 384 ተምሃሮ ኣመሪቑ

0 72

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም 384 ተምሃሮ ኣመሪቑ።

ካብ እቶም ዝተመረቑ እቶም 67 ኣብረርቲ ነፈርቲ፣ 70 ቴክኒሻናት ነፈርቲ፣ 109 ኣስተናገድቲ በረራ፣ 90 ኣብ ሽይጣት ዝሰርሑን 48 ኣብ ኣገልግሎት ምድላው ምግቢ ዝሰርሑን ሰብ ሞያ ኢዮም ተባሂሉ።

Comments
Loading...