Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ከንቲቫ ዋሸንግተን ዲሲ ሙሪየል ቦውሰር ዘትየን

0 106

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ከንቲቫ ዋሸንግተን ዲሲ ሙሪየል ቦውሰር ተዛትየን።

እተን መራሕቲ፥ ርክብ ምጣነ ሃፍቲ ኢትዮጰጵያን ኣሜሪካን ንምሕያል ብዘኽእሉ ዛዕባታት ኣድሂበን ዘትየን።

ርክብ ክልቲኣን ሃገራት ዘማዕብል ዘተ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

ከንቲባ ከተማ ዋሸንግተን ዲሲ ሙሪየል ቦውሰር ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣዲስ ኣበባ ከምዝርከባ ይፍለጥ።

Comments
Loading...