Fana: At a Speed of Life!

ካብ ትግራይ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንክወፅኡ ክብሉ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝተትሓዙ 15 ሓድግታት ንቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ተረኪቦም

0 59

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ትግራይ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ንክወፅኡ ክብሉ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባ ነጋ ዝተትሓዙ 15 ሓድግታት ንቢሮ ባህልን ቱሪዝምን እቲ ክልል ከምዝተረከቡ ተገሊፁ።

እቶም ሓድግታት በዓል መዚ ጉምሩኽ ጨንፈር መቐለ ኣብቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ብዝገበሮ ተፍቲሽ ዝሓዞም ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ስለዝኾነ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን፥ በዓል መዚ ጉምሩክ ጨንፈር መቐለ በቢጊዚኡ ንዝገብሮ ክትትልን ሓብርካ ምስራሕን አመስጊኑ።

ፍልፍል፦ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ

Comments
Loading...