Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል ዋንጫ ትግራይ ዕላዊ ኮይኑ

0 108

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ዋንጫ ኩዕሶ እግሪ ትግራይ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ፀወታ ካብ 30 ጥቅምቲ ክሳብ 9 ሕዳር 2012 ዓ/ም ዝሳለጥ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ፦

ኣብ ምድብዝተደልደላ ጋንታታት

  • መቐለ 70 እንደርታ
  • ወላይታ ዲቻ
  • ደደቢት
  • ኣኽሱም

ኣብ ምድብድማ

  • ወልዋሎ ዩንቨርሲቲ ዓዲግራት
  • ሲዳማ ቡና
  • ስሑል ሸረ
  • ሶሎዳ ዓድዋ

30 ጥቅምቲ 2012 ዓ/ም ደደቢት ምስ ኣኽሱም ሰዓት 7:30 ድሕሪ ቀትሪ ዝራኸባ እንትኾና፥ መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወላይታ ዲቻ ድማ ሰዓት 9:30 ክራኸባ እየን።

ፍልፍል፦ኤመሓት

Comments
Loading...