Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ምስ ቲቦር ናሽ ዘትዮም

0 44

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው  ምስ ሓጋዚ ሚኒስትር ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ቲቦር ናሽ ዘትዮም።

እቲ ዘተ ጎድና ጎድኒ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ዝተሳለጠ መድረኽ ዝተኻየደ ኢዩ።

እቶም መራሕቲ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ንዘሎ ለውጢ ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኣሜሪካ እትገብሮ ድጋፍ ኣድሂቦም ተዛቲዮም።

ቲቦር ናሽ፥ ኢትዮጵያ ንምንጋስ ሰላምን ድሕንነትን ቀጠና ኣፍሪካ ልዑል ግደ ከምዘለዋ እውን ገሊፆም።

Comments
Loading...