Fana: At a Speed of Life!

ህንፃ ባንኪ ብሄራዊ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ

0 74

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንፃ ባንኪ ብሄራዊ ባንኪ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።

እቲ ህንፃ፥ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ወይዘሮ ሳህረላ ኣብዱላሂን ዳይሬክተር ትካል ረዲኤት ኣሜሪካ(ዩ ኤስ አይ ዲ) ሲን ጆንስ መሪቐምዎ።

እተን ሚኒስትር ጥዕና መንግስቲን ህዝብን ኣሜሪካ ንዝገበሮ ሓገዝ አመስጊነን።

ጎድና ጎድኒ እቲ ምረቓ ህንፃ ባንኪ ደም፥ “ህይወት ንህይወት፤ ደም ለጊስና ህይወት ነድሕን” ብዝብል ቴማ ዝተሰነየ መርሃ ግብሪ ልገሳ ደም ኣብ መላእ ሃገር ይሳለጥ ከምዘሎ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ኣማን ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ፅሒፎም።

Comments
Loading...