Fana: At a Speed of Life!

ባንኪ ወጋገን ሪጅን ሰሜን ምስ ጋንታ መቐለ ስምምዕ ስፖንሰር ሽፕ 8 ሚልየን ብር ተፈራሪሙ

0 89
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ወጋገን ሪጅን ሰሜን ምስ ጋንታ መቐለ ስምምዕ ስፖንሰር ሽፕ 8 ሚልየን ብር ተፈራሪሙ።
 
እቲ ውዕሊ ን ሰለስተ ዓመታት ዘፀንሕ እንትኾን እታ ጋንታ ተወሳኺ ኣታዊ ክትረክብን ህዝባዊ መሰረት ክትሕዝን ዘስርሕ እዩ ተባሂሉ።
 
ብሙሉጌታ ታደለ
Comments
Loading...