Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ንቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ናይ “እንኳዕ ደስ በሎም” መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን

0 39

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ሽልማት ኖቤል ሰላም ዓመተ 2019 ብምዕዋቶም ናይ “እንኳዕ ደስ በሎም” መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ ብኣርባዕቲኡ ኩርናዕ ሃገርናን ኣብ መላእ ዓለምን ነዝነብሩ ኢትዮጵያውያን እንኳዕ ደስ በለኩም ኢለን።

Comments
Loading...