Fana: At a Speed of Life!

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 6ን 7ን ሕዳር 2012 ዓ.ም ክጅምር ኢዩ

0 111

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓብይ ኮሚቴ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ኣኼባ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዓመተ 2012 ዝጅምረሉ ዕለት ወሲኑ።

ብመሰረት እዚ ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ሓለቓ ሚኢቲ ፈቃደ ማሞ ከምዝበልዎ እቲ ፕሪሚየር ሊግ 6ን 7ን ሕዳር 2012 ዓ.ም ክጅምር ኢዩ።

ስነስርዓት ምውፃእ ዕጫ ዝካየደሉ ቦታን ዕለትን ኣበ ቀረባ እዋን ከምዝግለፅ አውን ተሓቢሩ።

 

Comments
Loading...