Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ

0 28

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ 29 መስከረም 2012 ዓ.ም መበል ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ ኢዩ።

እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ኣኼብኡ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወረቅ ዘውዴ ክልቲኦም ኣብያተ ምኽሪ 26 መስከረም 2012 ዓ.ም ኣብ ዘካየደዎ ናይ ሓባር ኣኼባ ዘቕረብኡ መኽፈቲ መደረ ኣመልኪቱ ዝቐረበ ናይ ድጋፍ ሞሸን ከምዘዳምፅ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ዝተፈላለዩ ረቀቕቲ ኣዋጃትን ስምምዓትን ብምምርማር ንዝምልከቶ ቀዋሚ ኮሚቴ ክመርሕ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር።

 

Comments
Loading...