Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዓብይ ጉያ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ

0 86

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዓብይ ጉያ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ።

ነቲ ኣፍልጦ “ዘ ቻሌንጀርስ ኣዋርድ” ዝተብሃለ ኣብ “ራነርስ ወርልድ” መፅሄት ዝቐርብ ኢዩ ሂቡዎ።

እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዓብይ ጉያ ኣብቲ መፅሄት ብዝተኻየደ ውድድር 56 ሚኢታዊ ብምርካብ ዓለምለኻዊ ኣፍልጦ ረኺቡ ኣሎ።

እቲ ዓብይጉያ ኣብ ኢትዮጵያ 19 ዓመት ዝገበረ እንትኸውን ሎሚ ዘበን እውን 45 ሺሕ ሰባት ዝሳተፍሉ ኣብ ወርሒ ሕዳር ክሳለጥ ኢዩ።

Comments
Loading...