Fana: At a Speed of Life!

ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝጥቀማሉ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክህነፅ ኢዩ

0 86

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መስከረም፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ) ህዝቢ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝጥቀምሉ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብ450 ሚሊየን ዶላር ክህነፅ ኢዩ።

እቲ ህንፀት ኣብ ሰለስተ ምዕራፍ ከምዝዛዘም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።

ተወከልቲ እተን ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ መድረኽ ዘተ ምትእኽኻብ እቶት ተሳሊጡ።

ኢትዮጵያ ነቲ ማእኸል ንምህናፅ ዘኽእል መሬት ንምድላው ኣብቲ መድረኽ ቃል ከምዝኣተወት ተገሊፁ።

Comments
Loading...