Fana: At a Speed of Life!

ሻውዓይ ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ መለስ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ተኻይዱ

0 105

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻብዓይ ዓመት ዝኽሪ መስዋእቲ መለስ ምኽንያት ብምግባር መድረኽ ዝኽሪ ተኻይድይ።

እቲ መደብ ዝኽሪ ብኣሳናዳኣይነት ፋውንዴሽን መለስ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ነቲ መድረኽ ብዕሊ ዝኸፈተት ወይዘሪት ሰምሃል መለስ ዜናዊ እያ።

ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ኣብ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ፥ “ካብ ግብርና ናብ ኢንዳስትሪ ዝግበር ስግግር ቁጠባን ህዳሴን ኣብዙይ ዝህልዉ ዕንቅፋታትን ዕድላትን” ዝብል ርእሲ ዝሓዘ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ኣቕሪቦም።

ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ንነዊሕ እዋን ኣማኻሪ ቁጠባ ቀዳማይ ሚኒስትር መለስ ዜናዊ ኮይኖም ዝፀንሑ ምሁር እዮም።

Comments
Loading...