Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ህፁፅ ኣኼባ ከሳልጥ ኢዩ

0 78

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ህፁፅ ኣኼባ ከሳልጥ ኢዩ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼባ፥ ረቂቕ ኣዋጅ ምርጫን ፓርቲታት ፖለቲካን መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

Comments
Loading...