Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ኣሚር ምስ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲዮም

0 66

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ኣሚር ኣማን ምስ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ንምጥንኻር፣ ኣተሓሕዛ መረዳእታን ስርዓት ኣጠቐቕማን ንምጉልባት ዓሊሙ ብሓባር ንምስራሕ ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብፍላይ ስራሕቲ ክታበት፣ ኣተሓሕዛ መረዳእታን ትራንስፎርሜሽን ወረዳታትን ብዝምልከት ክግበር ብዛዕባ ዝግባእ ኣንፈታት ብዝምልከት ልዝብ ከምዝተገበረሉ ተሓቢሩ።

Comments
Loading...