Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚ/ር ዶ/ር ኣቢይ ምስ ኣባላት ሓይሊ ነፃነትን ለውጢን ጉጅለ ተቓወምቲ ሱዳን ተዛቲዮም

0 87

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ሓይሊ ነፃነትን ለውጢን ጉጅለ ተቓወምቲ ሱዳን ተዛቲዮም

ኣብ’ቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ሱዳን ባህሊ ሓድነትን ይቕሬታን ክምዕብል ከምዘለዎ ተገሊፁ።

ውፅኢታዊ ዝኾነ ስምምዕ ወሳኒ ኢዩ ዝበሉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ስምምዕነት ምቕፃልን ተግባራዊ ምግባርን ድማ ፈታኒ ከምዝኾነ አገንዚቦም።

እቶም ኣባላት ብግደኦም፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ሓይሊታት ፖለቲካ ሱዳን ንክስማዕምዑ ኢትዮጵያ ብምውካል ንዝነበሮም ግደ አመስጊኖም።

ኣባላት ሓይሊ ነፃነትን ለውጢን ዝገበርዎም ሕገ መንግታዊን ፓለቲካዊን ስምምዓት፥ ኣብታ ሃገር ቀፃልነት ዘለዎ ዴሞክራሲን ልምዓትን ንምርግጋፅ ወሳኒ ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

Comments
Loading...