Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ብልዕል 12 ሚሊየን ብር ኣብ ከተማ ኮረም ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ

0 34

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ብልዕሊ 12 ሚልየን ብር ወፃኢ ኣብ ከተማ ኮረም ዘህነፆ ህንፃ ኣመሪቑ።

እቲ ህንፃ ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2009 ዓ/ም ህንፀቱ ዝተጀመረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ላዕለዎት ሰብ መዚ ክልል፣ ዞባን ወረዳን ከምኡ እውን ነበርቲ እቲ ከባቢ ኣብ ዝተረኸብሉ ድማ ብድሙቕ ኩነታት ተመሪቑ ኣሎ።

ፍልፍል፦ጋዜጣ ወይን

Comments
Loading...