Fana: At a Speed of Life!

30 ዓመታት ዝገበሩ መረዳእታታት መሬት ከርእይ ዝኽእል ዲጂታል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ክግበር ኢዩ

0 178

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2011(ኤፍ.ቢ.ሲ)30 ዓመታት ዝገበሩ መረዳእታታት መሬት ከርእይ ዝኽእል ዲጂታል ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ንምግባር ዘኽእል ምንቅስቓስ ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ፌዴሪኢ ገሊፁ።

ኣብ’ቲ ዓውዲ ልዑል ልምዲ ዘለዋ ኣወስትራሊያ እንትትከውን፥ ዘለዋ ልምዲ ንኢትዮጵያ ንምትሕልላፍ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ።

እቲ ቴክኖሎጂ፥ ማይ ከርሰ ምድሪን መኣድንን ዘለዎ ቦታ ምልላይ፣ ኩነታት ሓመድ ምንፃርን ሃፍቲ ተፈጥሮ ምቁፅፃርን ዘኽእል ከምዝኾነ ድማ ተሓቢሩ።

ብተወሳኺ 30 ዓመታት ዝገበሩ መረዳእታታት መሬት ከርእይ ዝኽእል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

Comments
Loading...