Fana: At a Speed of Life!

0 74

ኢትዮጵያ ኣብ ቅድመ ምፅራይ ቻን 2020 ምስ ጅቡቲ ክትጋጠም ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓመለ፣ 2011(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቅድመ ምፅራይ ቻን 2020 ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ጅቡቲ ክጋጠማ ኢየን።

19 ተጫወትቲ ብምሓዝ ኣብ ጅቡቲ ዝርከብ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ፥ ብዘይካ ኣጥቃዒ ኣቤል ያለው እቶም ካልኦት ተፃወትቲ ሙሉእ ጥዕና ከምዘለዎም ተገሊፁ።

ኣብቲ ዝግበር ፀወታ ብቐዳምነት ዝስለፉ

ሓላዊ ለዳት

**********
ምንተስኖት ኣሎ

ተኸላኸልቲ
*******
***
ጌቱ ሃይለማሪያም

ኣስቻለው ታመነ

ያሬድ ባዬ

ኣምሳሉ ጥላሁን

ኣብ ማእኸል

********
ሙሉዓለም መስፍን

ኣማኑኤል ዮሃንስ

ታፈሰ ሰለሞን

ኣጥቃዕቲ
******
ኣማኑኤል ገብረሚካኤል

ፍቃዱ ኣለሙ

ኣዲስ ግደይ

ተጠባባቕቲ
*******

ተኽለማሪያም ሻንቆ

ወንድሜነህ ደረጀ

ደስታ ደሙ

ኣፈወርቂ ሃይሉ

ሃይደር ሸረፋ

ሱራፌል ዳኛቸው

ረመዳን የሱፍ

 

Comments
Loading...