Fana: At a Speed of Life!

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

0 78

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2011(ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ኣብ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ 5 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ቀዳማይ ብምዃን ተዓዊቱ።

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት፥ ነቲ ዝተኻየደ ውድድር ብ13 ደቓይቕ 01 ሰከንድን 86 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ቀዳማይ ኮይኑ ውድድሩ ብፀብለልትነት ዛዚሙ።

ኖርዌይ ዜግነት ዘለዎ ጃኮብ ኢንግርግብስተንን  ኬንያዊ ኒኮላስ ኪፕኮሪርን ብቕደም ሰዓብ ካልኣይን ሳልሳይን ደረጃ ሒዞም።

Comments
Loading...