Fana: At a Speed of Life!

ብራዚል ተዓዋቲት ፅዋዕ ዋንጫ ኮፓ አሜሪካ ኮይና

0 18

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ ዘበን ኣብ ሃገረ ብራዚል ዝተኻየደ ውድድር ኮፓ ኣሜሪካ ተዛዚሙ።

ኣብቲ ውድድር ኣሰናዳኢት እቲ ፀወታ ዝኾነት ብራዚል ተዓዋቲት ፅዋዕ ዋንጫ ኮፓ ኣሜሪካ 2019 ኮይና ኣላ።

ብራዚል ንፔሩ 3 ንሓደ ብዝኾነ ውፅኢት ብምርታዕ ኢያ ተዓዊታ።

ብተመሳሳሊ ዜና ኣብ ገብፂ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውድድር ዋንጫ ኣፍሪካ፥ ማዳጋስካርን ኣልጀሪያን ትማሊ ዝተኻየደ ኣውዲቕካ ምሕላፍ ብምርታዕ ናብ ርብዒ ፍፃመ ሓሊፈን።

Comments
Loading...