Fana: At a Speed of Life!

ጋንታ ስሑል ሽረ ንወልዋሎ 2 ን1 ረቲዓታ

0 105

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ መበል 29 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ስሑል ሽረ ንወልዋሎ 2 ን1 ረቲዓታ።

ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ ወፀታ፥ ጋንታ ወልዋሎ ብርሃኑ ቦጋለ ኣብ መበል 18 ደቓይቕ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ክሳብ መበል 71 ደቓይቕ ሓደ ንባዶ መሪሓ ኢያ።

ይኹን እምበር ጋንታ ስሑል ሽረ ኣብ መበል 72፣ 78 ደቓይቕ ኣከታቲላ ብዘቑፀረተን ሸቶታት ንመጋጥምታ 2 ን1 ብዝኾነ ውፅኢት ረቲዓ ኣላ።

Comments
Loading...