Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽን ልገሳ ደም ኣካይዶም

0 30

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ወ/ሮ ዝናሽ ታያቸውን ልገሳ ደም ኣካይዶም።

እቲ ልገሳ ደም፥ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 16 ግዘ ዝኽበር ዘሎ ዓለም ለኸ መዓልቲ ልገሳ ደም ምኽኒያት ብምግባር ዝተፈፀመ ኢዩ።

ብመሰረት እዚ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ፥ ኩሉ ሰብ ድልየት መሰረት ዝገበረ ልገሳ ደም ብምክያድ ህይወት ዘድሕን ተግባር ክፍፅም ከምዝግባእ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

Comments
Loading...