Fana: At a Speed of Life!

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ምስ ዲፕሎማት ዝተፈላለዩ ሃገራት መድረኽ ምፍላጥ ኣካይዱ

0 296

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ዲፕሎማት ዝተፈላለዩ ሃገራት መርሃግሪ ምፍላጥ ኣካይዶም።

እቲ መድረኽ መርሃ ግብሪ ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ ኣይተ ገዱ መስ እቶም ዲፕሎማታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛተዩ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣይተ ገዱ 10 ሚያዚያ 2011 ዓ.ም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም ከምዝተመዘዙ ይዝከር።

Comments
Loading...