Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ምስ ተወካሊ ሰብኣዊ መሰል ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲየን

0 161

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ ኣሸናፊ ምስ ተወካሊ ሰብኣዊ መሰል ሕብረት ኣውሮፓ ኤሞን ጊልሞር ተዛቲየን።

ኣብ እዋን እቲ ዘተ ኣብ ክሊ ልዕልነት ሕጊ፣ ሰብኣዊ መሰልን ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ለውጥን ብዝምልከት ትኹረት ብምግባር ልዝብ ተገይሩ።

ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዘሎ ብፅሒት ኣብያተ ፍርዲ ብዝምልከት ሓሳብ ከምዝተለዋወጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments
Loading...