Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን

0 88

ኣዲስ ኣባባ፣ 6 ግንቦት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውደ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምስላጥ ሎሚ ንጎሆ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን።

እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ናይሮቢ ንሓደ መዓልቲ ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብራ ተገሊፁ።

ከም ኣገላልፃ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬኒያታ ብምርኻብ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልቲኣዊ ረኽቢ ብዝምልከት ልዝብ ክገብራ ኢየን ዝብል ትፅቢት ኣሎ።

Comments
Loading...