Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዋልታ ፖሊስ ትግራይ ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ሓደጋ ኣጋጢሙዎም

0 55

ኣዲስ ኣባባ ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2011( ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ዋልታ ፖሊስ ትግራይ ብዘይተፈለጡ ዕጡቓት ሓደጋ ኣጋጢሙ።

መራሒ እቲ ጋንታ ኮማንደር ገብሩ ካሕሳይ ከምዝበልዎ፥ እቲ ሓደጋ ዘጋጠመሉ ቦታ ኣብ ከባቢ ገዋኔ እዮ።

ብመሰረት እዚ ሽድሽተ ሰባት ሓደጋ ዝበፅሖም እንትኸውን፥ ካብቶም ሓደጋ ዘጋጠሞም እቲ ሓደ ሰብ ህይወቱ ሓሊፋ እዮ።

ካልእ ሓደ ድማ ብኸቢድ ተጎዲኡ ኣሎ ኢሎም።

ብዮናታን ግዛቸው

Comments
Loading...