Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 150 ሺሕ ህፃናት ክትባት ፖሊዮ ይወስዱ ኣለዉ

0 73

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ጋምቤላ ልዕሊ 150 ሺሕ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናት ክትባት ፖሊዮ ይወስዱ ኣለዉ።

እቲ መርሃ ግብሪ ካብ 14 ክሳብ 17 ሚያዚያ 2011 ዓ.ም ከምዝወሃብ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ከተማ ጋምቤላ ሓዊሱ ኣብ 14 ወረዳታትን ሸውዓተ ጣብያታት ተመዛበልቲን ዘለዉ ህፃውንቲ ይኽተቡ ኣለዉ።

ቁፅሪ ተኸተብቲ ህፃናት 151 ሺሕን 761 ከምዝኾነ ድማ ተገሊፁ።

Comments
Loading...