Fana: At a Speed of Life!

ልዕሊ 14 ሺሕን 800 ናይ ሓሶት ብር ኣብ ክልል ኣምሓራ ተታሒዙ

0 39

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግህምራ፣ ከተማ ሰቆጣ ልዕሊ 14 ሺሕን 800 ናይ ሓሶት ብር ተታሒዙ።

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ እቲ ከተማ ከምዝበሎ፥ እቲ ናይ ሓሶት ብር ኣብ  ቅነ በዓል ፋሲካ ኣብ ዝግበር ዕዳጋ ኣብ ረብሓ ክውዕል ተሓሲቡ ዝነበረ እዩ።

ካብ ሕብረተሰብ ብዝበፅሐ ሓበሬታ ድማ እቲ ተዳሊዩ ዝነበረ ገንዘብን ተጠርጠርትን ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ኣለዉ።

ፍልፍል፦ ግዜኢ

Comments
Loading...