Fana: At a Speed of Life!

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ሹመት ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ፅባሕ ከፅድቕ’ዩ

0 150

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዚያ፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ስሩዕ ኣኼብኡ ከሳልጥ እዩ።

ኣብ ዘሳልጦ ስሩዕ ኣኼብኡ ሹመት ዝተፈላለዩ ሚኒስትራት ከምዘፅድቕ ድማ ተገሊፁ።

ፋና ብሮድ ካስቲንግ ኮርፖሬት እቲ ስነስርዓት ምፅዳቕ ሹመት ብቐጥታ ፈነወ ከመሓላልፎ እዩ።

Comments
Loading...