Fana: At a Speed of Life!

ኩባንያ ጎግል “ጎግል+” ዝተብሃለ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝዓፀወ ኣፍሊጡ

0 136

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩባንያ ጎግል “ጎግል+” ዝተብሃለ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከምዝዓፀወ ኣፍሊጡ።

ኩባንያ ጎግል “ጎግል+” ዝተብሃለ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 2011 ጀሚሩ ኣብ ረብሓ ንክውዕል ዝገበረ እንትኸውነ፥ ምስ ፌስ ቡክን ትዊተርን ንምውድዳር ዓሊሙ ከምዝኸፈቶ ድማ ተገሊፁ።

ይኹን እምበር “ውፅኢታዊ ኣይኮነን” ብዝብል ካብ ትማሊ ጀሚሩ ምዕፃዉ ዕላዊ ገይሩ ኣሎ።

ፍለፍል፦ቢቢሲ

Comments
Loading...