Fana: At a Speed of Life!

ጋንታታት መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ፅባሕ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን

0 206

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፀወታ ደርቢ ሕውነት ፕሪሚየር-ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ መቐለ 70 እንደርታን ወልዋሎን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ፀወተአን ኣካይደን።

ብመሰረት እዚ ክልቲአን ጋንታታት 1 ን1 ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን።

ስለዝኾነ መቐለ 70 እንደርታ ክሳብ ሐዚ ብዝገበረቶም ፀወታታት 39 ነጥብታት ብምውህላል ኣብ ቅርቅርቲ ተቐሚጣ ነቲ ፕሪምየር ሊግ እትመርሕ ዘላ እንትትከውን፥ ወልዋሎ ድማ 24 ነጥብታት ብምእካብ ኣብ ሻድሻይ ደረጃ ተሰሪዓ ኣላ።

Comments
Loading...