Fana: At a Speed of Life!

መቐለ 70 እንደርታ ንመጋጥምታ 4 ን1 ብምርታዕ መሪሕነታ ኣጠናኺራ

0 107

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 16 ሰሙን ካልኣይ ዙር ፕሪምየር ሊግ ኢትዬጵያ ሎሚ መዓልቲ እውን ቀፂሉ ውዒሉ።

ኣብቲ ናይ ሎሚ መዓልቲ መርሃ ግብሪ መቐለ 70 እንደርታን ደደቢትን ኣብ ስታዲየም ትግራይ ብምርኻብ ፀወተአን ኣካይደን።

ብመሰረት እዚ መቐለ 70 እንደርታ ንመጋጥምታ 4 ን1 ብምርታዕ 38 ነጥብታት ብምውህላል መሪሕነታ ኣጠናኺራ ኣላ።

ብተመሳሳሊ ስሑል ሽረ 1-1 ወላይታ ድቻ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ።

Comments
Loading...