Fana: At a Speed of Life!

ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዘፅደቐቶ ሕጊ ስደተኛታት ንኢዱ

0 77

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተንቀሳቒስካ ካብ ምስራሕ ጀሚሩ ካልኦት መሰላት ዝህብ ሓዱሽ ሕጊ ስደተኛታት ምፅዳቓ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢዱ።

ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ዕዮአን ምስ ኮሚሽነር ፍሊፖ ገራንዲን ተዛቲየን።

ኮሚሽነር ፍሊፖ ገራንዲን ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ርክብ ብምጥንኻር ስደተኛታት ንምድጋፍ ዘኽእል መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ድልየት ከምዘለዎ ኣፍሊጦም።

ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ዘፅደቐቶ ሕጊ ስደተኛታት እውን ንኢዶም።

Comments
Loading...