Fana: At a Speed of Life!

ፊፋ ኣብ ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግልገለሉ ቢሮ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ከፊቱ

0 72

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፊፋ ኣብ ቀጠና ምብራቕ ኣፍሪካ ዝግልገለሉ ቢሮ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዕሊ ከምዝኸፈተ ኣፍሊጡ።

ኣብ ስነ ስርዓት ምኽፋት እቲ ቢሮ ኣብ ስፖርት ዝነጥፉ ዓለም ለኻዊ ትካላት ተረኺቦም።

Comments
Loading...