Fana: At a Speed of Life!

መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ድሬዳዋ 2 ን1 ተዓዊታ

0 81

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተሳለጠ መበል 15 ሰሙን ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ መቐለ 70 እንደርታ ተዓዊታ።

መቐለ 70 እንደርታን ድሬዳዋ ከተማን ሎሚ መዓልቲ ፀወተአን ኣካይደን።

ኣብቲ ሎሚ ዝተኻየደ ፀወታ፥ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ ድሬዳዋ 2 ን1 ተዓዊታ።

ኣማኑኤል ገብረሚካኤል ኣብ መበል 56′ ደቒቓ፣ ሙሉጌታ ወልደጊዮርጊስ ኣብ መበል 90′ ደቒቓ ብዘቑፀሩወን ሸቶታት እያ መቐለ 70 እንደርታ ተዓዊታ።

ብመሰረት እዚ መቐለ 70 እንደርታ 29 ነጥብታት ብምውህላል፥ ንሲዳማ ቡና ብክልተ ነጥቢ በሊፃ ቀዳማይ ደረጃ ሒዛ ኣላ።

Comments
Loading...