Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣል ሲሲ ኣቦመንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተሓሪዬም

0 64

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ኣቦመንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ዘገልገሉ ፕሬዚዳንት ፓል ካጋሜ መሪሕነቶም ኣረኪቦም።

ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ግብፂ ኣል ሲሲ ኣቦመንበር ሕብረት ኣፍሪካ ብምዃን ተሓሪዬም ኣለው።

እቲ ርኽክብ መሪሕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብዝሳለጥ ዘሎ መበል 32 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ እዩ ተፈፂሙ።

Comments
Loading...