Fana: At a Speed of Life!

ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ሽልማት ፅዕንቶ ፈጠርቲ ቢዝነስን ኢንተርፕሩነር ሺፕን ተዓዊቶም

0 38

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ኣብ ኣፍሪካ ዘፈር ቢዝነስን ኢንተርፕሩነር ሺፕን ፅዕንቶ ፈጣሪ ብምባል ተሸሊሞም።

እቲ ዝረኸብዎ ሽልማት፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ዘፈራት ቢዝነስን ኢንተርፕሩነር ሺፕን ኣፍሪካ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ተባሂሎም ስሞም ዝርቁሑ ሰባትን ትካላትን ዝሽለምሉ “MIPAD (Most Influential People of Africa Descent)Award” ዝብሃል ከምዝኾነ ተገሊፁ።

Comments
Loading...