Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዝተፈላለዩ መንግስታት ተዛቲዮም

0 95

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዝተፈላለዩ መራሕቲ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ምስ ፕሬዚዳንት ቦትስዋና ሞግዌትሲ ማሲሲ፣ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሞሃመድ ኣብዱላሂ ፋርማጆ፣ ፕሬዚዳንት ጅቡቲ እስማኤል ኦማር ጊሌ፣ ፕሬዚዳንት ቱኒዚያ ቤጂ ካይድ ኢሴብሲን ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፎ ኣዶን ጎድኒ ንጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ተዛቲዮም።

ትኹረት እቲ ዘተኣብ ከልቲኣውን ኣህጉራውን ዛዕባ ዘድሃበ ምንባሩ ተገሊፁ።

Comments
Loading...