Fana: At a Speed of Life!

ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መሰረታዊ ትግበራ ግልጋሎት ጥዕና ዑደት ኣካይዶም

0 100

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ መሰረታዊ ትግበራ ግልጋሎት ጥዕና ዑደት ኣካይዶም።

ብተወሳኺ ኣብ ሆስፒታል ጳውሎስ ዝወሃቡ ግልጋሎታት ብኣካል ብምኻድ ከምዝተዓዘቡ ተሓቢሩ።

ኣብ እዋን እቲ ዑደት ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ ዶክተር ኣሚር ኣማን ሓዊሱ በርክት ዝበሉ ሓለፍቲ ስራሕን ሰብ ሞያን ሚኒስትር ጥዕና ተረኺቦም እዮም።

Comments
Loading...