Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት 122 ሄክታር መሬት ብመስኖ ይለምዕ ኣሎ

0 54

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)አብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 122 ሄክታር መሬት ብመስኖ ከምዝለምዐ ተገሊፁ።

ኣብታ ክፍለ ከተማ 186 ነጥቢ 7 ሄክታር ተሓራሲ መሬት ዝርከብ እንትኸውን፥ ዛጊድ እቲ 122 ሄክታር መሬት ከም ዝለምዐ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሕርሻ እታ ክፍለ ከተማ ኣይተ ኣርአያ ገብረሂወት ተዛሪቦም።

177 ደቂ ኣንስትዮ ሓዊሱ 613 ወገናት ብልምዓት መስኖ ተጠቀምቲ ንምግባር ይስራሕ ምህላዉ እውን ሓቢሮም።

እቶም ሓላፊ፥ ኣብቲ ልምዓት መስኖ ልዕሊ 337 ኩንታል ዘበናዊ ድኹዒ ኣብ ረብሓ ከም ዝወዓለ ተዛሪቦም።

ብሳራ ኣብረሀለይ

Comments
Loading...