Fana: At a Speed of Life!

መበል 44 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ዓብዪ ጉያ ክሳለጥ’ዩ

0 93

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 44 ዓመት ልደት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) 11 ለካቲት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ዓብዪ ጉያ ክሳለጥ’ዩ።

እቲ ዓብዪ ጉያ “ኣነ ወያነ እየ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ እንትኸውን፥ 10 ኪሎ ሜትሮ ከምዝሽፍን እውን ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ ካብ 3 ለካቲት 2011 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ከምዝካየድ ተሓቢሩ።

Comments
Loading...