Fana: At a Speed of Life!

ሞሃመድ ሳላህ ኮኾብ ተፃዋቲ ኣፍሪካ ዓመተ 2018 ብምዃን ተሓሪዩ

0 14

ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ጥሪ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሞሃመድ ሳላህ ኮኾብ ተፃዋቲ ኣፍሪካ ዓመተ 2018 ብምዃን ተሓሪዩ።

ኣብቲ ዝተኻየደ መረፃ፥ ሴኔጋላዊ ሳዲዮ ማኔን ኤሜሪክ ኦባሚያንግን ካልኣይን ሳልሳይም ብምዃን ተዓዊቶም እዮም።

ግብፃዊ  ሞሃመድ ሳላህ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ብምባል ሽልማት ቢቢሲ ምዕዋቱ ይዝከር።

Comments
Loading...