Fana: At a Speed of Life!

ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ወልዋል ምስ ፋሲል ከነማ ባዶ ብባዶ ተዛዚሙ

0 53

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2011 (ኤፍቢሲ) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ስታዲየም ትግራይ ወልዋል ምስ ፋሲል ከነማ ዘሳለጥኡ ፀወታ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ባዶ ብባዶ ብማዕረ ተዛዚሙ።

እቲ ፀወታ ሰለማዊ ብዝኾነ ኩነታት እዩ ተኻይዱ።

Comments
Loading...