Fana: At a Speed of Life!

ሆሰፒታል ለምለም ካርል ማይጨው ንልዕሊ 60 ሰገናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ሂቡ

0 10

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ዝርከብ ሆሰፒታል ለምለም ካርል ንሰገናት ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ሂቡ።

እቶም ናፃ ሕክምና መጥባሕቲ ዝተገበረሎም ሰገናት 67 ምዃኖም እውን ተገሊፁ።

ወለዲ እቶም ህፃውንቲ ዓቕሚ ዘይብሎም እንትኾኑ፥ እቲ ዝተገበረ መጥባሕቲ ዕዉት ከምዝነበረ እውን ተሓቢሩ።

Comments
Loading...