Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናብ ኣስመራ ገይሹ

0 86

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ጥቅምቲ፣ 2011 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ኣመራርሓ ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናብ ኤርትራ፣ ኣስመራ ገይሹ።

ከም ኣገላልፃ ኣቦመንበር ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ኣይተ ገብረመድህን ሓጎስ፥ እቲ መገሻ ሓደ ኣካል ርክብ ህዝቢ ንህዝቢ ንምጥንኻር ዝዓለመ እዩ።

ብመሰረት’ዚ ኣመራርሓ ማመት ( ማሕበር መናእሰይ ትግራይ) ምስ ኣመራርሓ ሃማመተኤ (ሃገራዊ ማሕበር መናእሰይ ተምሃሮ ኤርትራ) ብምርኻብ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም መናእሰይ ክልቲኦም ህዝብታት ከምዘጠናኽር ገሊፆም።

Comments
Loading...